· Fremnatos Charity Organization
ናይ ምሳሕ እንግዶት
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ እትነብር ኤድን ዳዬ ምስ ኣብ መቐለ እትነብር ሓፍታ ነዓነት ዳዬ ብምኽኛን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፀበል ብምግባር ኣብ ፍሬምናጦስ ናይ ምሳሕ እንግዶት ኣቕሪበን።
Updates from Fremnatos Charity Organization.
· Fremnatos Charity Organization
ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ እትነብር ኤድን ዳዬ ምስ ኣብ መቐለ እትነብር ሓፍታ ነዓነት ዳዬ ብምኽኛን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፀበል ብምግባር ኣብ ፍሬምናጦስ ናይ ምሳሕ እንግዶት ኣቕሪበን።

· Fremnatos Charity Organization
ሽሕ ዝቝጸሩ ሰባት ብሓምላይ ቲሸርት ተኸዲኖም ኣብ ዓብዪ ጉያ ፍሬምናጦስ ተሳቲፎም።

· Fremnatos Charity Organization
ሰለስተ እንግዶት ኣብ ፍሬምናጦስ ናይ ምሳሕ እንግዶት ኣቕሪቦም፣ 50,000 ብር ሓገዝ እውን ገይሮም።

· Fremnatos Charity Organization
ኣምባሳደር ትካል ፍሬምናጦስ ዜማ እምብዛ ብስኩታት ብምሻጥ 350,000 ብር ኣዋህሊኣ ንትካል ኣበርኪታ።