← All News

ናይ ምሳሕ እንግዶት

· Fremnatos Charity Organization

ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ እትነብር ኤድን ዳዬ ምስ ኣብ መቐለ እትነብር ሓፍታ ነዓነት ዳዬ ብምኽኛን ናይ ቅዱስ ሚካኤል ፀበል ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትካል መሐብሐቢ ኣረጋዉያን ሕሙማት ኣእምሮን ህዓናትን ፍሬምናጦስ ናይ ምሳሕ እንግዶት ኣቕሪበን።

ካልኦት ኣካላት ማሕበረሰብ እዉን ዝተፈላለዩ ክብረ በዓላት ናብ ትካል ፍሬምናጦስ እንዳመፅኩ ከብዕሉ ወ/ሮ ነዓነት ዳዬ መልእኽታ ኣመሓላሊፉ።